Mara Entertainment

Mara Entertainment Mara Entertainment

  • 30
  • 10mn
Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.

Video

Kommentarer

  • Any way good lack.

  • Aye enbar Ab Eritrea s Tymhrti ala ya??? Kula denkoro gerywa z mendef!!

  • Wow. This is supper message.

  • It is very good setcom comedy ❤💝💖💓💞💋💗

  • ewayyyy waza ms qum neger,,,,,,,,, ,,ezi Memhrsi demberdo ab Europ koyn yderso yelon,,,,bzkone,, abi melekti zelewo comedy eyu,,. keep goingggg.

  • Welcome to AMERICA

  • እዛ ሰናይት ሲ እዚ ኣድራሽኣ በዚሑ፡ ኣብቲ ፋልማይ ዝመጻትሉ ካብ ኣውስትራልያ ከም ዝመጸት ኮይና ቀሪባ፡ ኣብዚ ካልኣይ እግራ ካብ ኤዉሮጳ፡ ባዕላ ሰናይት ድማ ካብ ኣሜሪካ ከም ዝመጸት ኮይና ቀሪባ ኣላ፡ እዚ መባእታዊ ጌጋታት መኣረምታ ተትገብሩሉ፡ ድሕሪ ሕጂ ከይድገም ክትጥንቀቕሉ ይምሕጸን

  • ክክክክ

  • ዝኸበርካ መምህር ጠዓመ ኣረፋይነ ኣዝያ መሃሪትን ሓያል መልእኽቲ ዘመሓላለፈት ኮሜድያዊት ድራማ ስኮላርሽፕ መሳጢትን እዋናዊትን ኮይና ረኺበያ። ብሓፈሻ ኣብ ኣፍሪቃ ይኹን ኣብ ካልኦት ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ብፍላይ ድማ ንዓና ንኤርትራውያን ብናይ ናብ ምዕቡል ዓለም ስደት ኩነተ ኣእምሮ ተላዕጢጡ ስደት ከም እንኮ መፍትሒ ወሲዱ እግሩ ናብ ዘምርሖ ዝስደድን ዝተሰደን መንእሰይ ዓቢ ትምህርቲ ሂብካ ኣለኻ። ምዕራባውያን ይኹኑ ኤውሮጳውያን ወይ ውን ካልኦት ምዕቡላት ዝበሃላ ሃገራት ንዝመጸን ስደተኛ ሕጋዊ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ ምዕቡል መሳርሒታት ኣዕጢቐን ናብ ምዕቡል ጊላ ማለት ናብ ሞደርን ስለይቨሪ (modern slavery) ቀይረን ሃገራተን ኣብ ምህናጽ ይርካባ። ስለዚ ይጥዓም ይሕሰም ብዘየገድ ሰብ ክብረቱ ኩሉ ግዜ ኣብ ሃገሩ ኢዩሞ ኣብ ኩሉ ስራሓትካ በዚ ሕዝካዮ ዘለኻ ኣካይዳን ትሰርሖ ዘለኻ ታሪኽን ክትቅጽልን እላበወካ።

  • ዳዊት መሕጎል ብኡነት ንስኻ ንኮመድያን ዝተፈጠርካ'ሰብ ኢኻ 🥰🥰🥰

  • ኤረትራውያን ኩሉ ግዜ ኣብ ዕዳጋ ።ሸቀጥ ምስወዓለ ኣብ ኣንገቦት ዊዒላ።

  • 😍😍😍👏👏👏🙏🙏🙏✌✌✌

  • Ane nezom tewasaeti mar ye zfetwom egziabihier xegu yebzhalom btaemi mharit ya kexlwo

  • ብጣዕም ፅቡቕ ሰራሕ አጀኹም ቀፅልሉ ሰደትና አምላኽ የሕፅረልና🙏🙏❤❤❤❤❤💕💕💓💓💖

  • Hailom bereke lokmax

  • Welcome deki eri 💖💖💖❤❤❤👍

  • Nai 4 amet nai Hgi temaharit 😂😂😂 Hgi

  • Etom lebamat mesilkum Amerika tnaaeswa zelekum tgage u alekum Ab Amerika eye zekeku wela da Hagerey zfetu ykun da ember Amerika kulu zrkeba hager eya . Entekielkum bzaba ab Eritrea Zelo xubuk negerr zetzarebu .. entay xubuk da alo ember

  • Waw ብዘደንቅ ኣገቫብ ኣገላልጻ ሓሳባት ናይ ብዙሓት ሰባት፥ተነቃቅሕ ተዓወታ ደቂ አረይ መዓረይ።

  • This is the. Best tv show ever. Keep it up. Thanks to memhir taame and the entire crew ....peace.

  • 🥰🥰💞💞💋💋🙏🙏👍👍

  • አዚ ኣረጊት ስርዓት ከሎ ዋላ አቲ አንስሳውን ክስደድ ዩ

  • Hasewti

  • Stop that stereotype

  • Nay behaki mehari sdet dea meas teami keynu kea familika tefeleka kexiluwooo

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿💪💪💪💯🙏🙏

  • Nic Job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹🌷💜💙🧡♥️💝💝💖

  • Nay behaki xubuk srah eu des zebl meharn azanayn 🇪🇷🙏 memhr teame kea amlak edmen tenan yhabka so thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • 1000 እካ ተኸፍአ ተመረረ ስደት መግዛእቲዩ ሑሱም ኣብ መረትካ ዉርደት ። ዝተረደአቶ ጥራይ ላይክ 👍👍👍👍👍ይወቅጥ

  • Iwe sidet tium aykonen ab adina kea tium gedifna aymexanan , gin kea nay mimlas mealti sile zelo bitmhrti wey moya temahirna tedalina kinxenih alona.

  • Yés

  • Jon mera harif joker kkkkk

  • ሓሳብኩም ጽቡቅ ነይሩ ግና እቲ ተካል መንግስቲ ከሎ ኣይከኣልን: ኢሰያስን ኮሩኩሩን ስልጣን ምስገደፎ ክንሓስበሉ ኢና እንተ ንሕጂ ኣይሰማማዕን'የ::

  • Wow welcome back

  • Nice job

  • Wewwwwww

  • Can't wait to see this move and thank you in advance Memhr Teame Arefaine

  • ስደት ግዝያዊ ፍታሕ ኮይኒ ፡ ዳርጋ ንዝበዝሔ ስደተኛ ግን ቀዋሚ ሽግር የስዕበሉ።ምሉእ ዕድመካ ካብ cycle bill ምክፋል ኣይትወጽእን ኢካ። ካብዛ comedy ብዙሕ ሰብ ተማሂሩ ክኸውን ተስፋ እገብር።

  • 👍👍👍

  • Temyu wey genzeb sinu ztesede seb yelen....naxnet sinu.....nebsu balu kemahadrelu zkel bayta sinu yu seb tesedidu.....use ur brain ☝🤔 😌 ✌✌🇪🇷🇪🇷

  • Naybehaki des zebel astmhro kemu kea temerti sedt ny behak eti zekefe naber ey ab hagrka gen mes kul sedraka nay behaki deszebl hiwet ika tehlef kem nay adeka hiwt ab zekdkakidka aytrkben eka Ne Teblx habeten edm yhaba kemu kea winta shkor ab hagrken dea nehna keman nabu gexn ina Amelak beslam yerakbena hagrna Eritra teanbbeln kab habetkom Almaz

  • ኣነ ብሓቂ በኽየ እየ ዓደይ ናፊቀ ኣሕሕሕሕሕ። ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ዓደይ ተመሊሰ ንህዝበይ እጃመይ ዘበርክተሉ ብሓጎስን ብደስታን ዝነብረሉ ግዜ ትመጽእ ትኸዉን።ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።ዓድኻን ዓዉድኻን ኣይግደፍን እዩ።ንሱ ክብረትካ ንሱ እዩ ሂወትካ ንሱ ምንባርካ በቃ ኩሉ ንሱ እዩ።ንሕና ብናጽነት ክንበር እምበር ብጸዓዱ ባራዩ ክንከዉን መን እዩ ፈሪዱና?ድሓን ሓንቲ መዓልቲ ኣላ።

  • Filim rie emo aykemzagaln. Bteami bteami des zebln meharn haqenan ikum teqrbu zelekum. Bzeaba sdet xbuq gierkum xeqitkum srhulu hzbna metan kneqhalu. Hzbna giega aredadia iyu zelewo nsdet yfetwo u hzbna. Zlezi ajokum abertiekum kemzitat aynet haqnet zelewo srhulna. Kab hawkum absdet znebr sdel zexleo

  • Hahahaha msh do iti nay adna social life komu wn fikri godiluna likie iyu.. Sidet gn hiwetna keyruna thanks God.. Tmhrti yeblu hikimina yeblu Adi koinka si kndzi zereba aye niskum

  • Behaqi...... mesarhi xado koyna

  • Kkkkkkk Ala dawit shikorrr kkkkkkk

  • ዝኸበርካ ደራሲ / መም. ጠዓመ ኣረፋይነ፦ ኣብ ዝበዝሕ ድርሰታትካ ብፍላይ ኣብ ናይ ስደት ናብራን ጸገማቱን ምስ ናይ ዓድና እንዳኣነጻጸርካ ተምጽኦ ሓሳባት ኣዝዩ መሃርን ኣገዳስን እዋናውን'ዩ"። ኣገናዕ ቀጽሎ ድማ ይብለካ ። እንተኾነ ግን ሓደሓደ ግዜ ናይ ምእላይ / Directing ጸገም እዩ መስለኒ እግርን ከበሮን ይኸውን ኣሎ። ንኣብነት ኣብዛ ናይ ሕጂ ድራማ Scholarship ፡ ብመጀመርያ Scholarship ናይ ትምህርቲ ዕድል ምስዝርከብ መንግስቲ እምበር ቤተሰብ ዝገብርዎ ናይ ገንዘብ ወጻኢ የለን። ሰናይት ንሓፍታ ንኣሜሪካ ክትወስዳ ስለዝደለየት ጥራይ ብscholarship ዝብል ቃል ንምንታይ ኣድልዩ ወይስ Sponsorship ንምባል'ዩ ተሓሲቡ ፧ ሓደ መዓልቲ ቃለመሕትት እንተትገብር ድማ ክንደይ ደስ ምበለና ።

  • This is typical PFDJ brainwash recycled utter nonsense.

  • Wow wow I love it thanks

  • ሰብ እሎሞ ጠቃሚት ትሕዝቶ ስለ ደለዋ አይተቃረጽ በጃኩ ም ንህዝቢ ጠቃሚት እያ ንኹሉኹም ምስ ጋና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም❤ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ❤🙏🙏

  • Askut

  • እዋይይይ ደስ ክቡሉ ብጣዕሚ የ ናፊቀኩም ነረ ብጽእ ምስበልኩም ብሐጎስ ጪድት ክብል ደልያ እንቃዕ ብዳሐን መጻእኩም። ንዊንታ ምቅርቲ ቀመም ናይዛ ፈሊም የ ኩሉኩም ካብ ሕዲሕድ ዘይትባላለጹ እኹም። ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • Hahahaha idlegna kelbi 🐕 🐕 🐕 🤣🤣🤣 idl rekibu ab gheza atyus tehakuifu kea halifulu 🐕 🐩 🐶

  • ኣዝያ ምሃሪት ድራም ኢየ ዕድመን ጥዑናን ይምነየልኩም ድቂ ኤረይ

  • Eway tewasos ktem ezias ab film tray eya kzia

  • ጽቡቅ ስራሕ ማራ ኢና ነመስግነኩም።ግን ከኣ ከምቲ ናእዳ ነቀፌታ ከምዘሎ, እዚኣ ትብለጽ ትብሃል (ካራክተር) ዘምጻእኩማ ሓሳብ ጽብቅቲ እንዲያ ገን ከኣ ጌጋታት ኣለዋ። ኣብዚ ብዛዕባ ስደት ዝተዛረበቶ ምብልሓት ገለመለ ምብልሓት ሲኢና ዜይ ኮና'ስ ቦታ ናይ ብምልሓት ኢና ሲኢና ንዕቁባ ክንበል ኣይ ኮናን ባሕሪ ሰጊርና ወይ'ዉን ብልብያ ተጀፊዕና ሓሊፍና። (ኣብ ቤትና ካብ ቤትና) ዘውጽእ ስለዞሎ ኢና ወጺና እዚ ድማ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ'ዩ። ካልኣይ ከኣ ከምቲ ትብሉና (ናይሕማመይ) ኣኒሕና ናይ ሕማመይ ግዝኡና፡ክሰቡልና፡መዝሙዙና፡ ተበለጹልና ዘይኮና'ስ በኣንጻሩ ኢና ንብለጸሎም ዘለና ክንደይ ረኪብናዮ ዘይንፈልጥ ዕድል ረኪብና ኣሎና ንጥቀመሉ'ውን ኢና። ግን ከምቲ ዝበልኩሞ ካብ ናይ ስደት ቪላ ናይ ገዛኻ ህድሞ ይማሙቅ። ዳንከ የቀንየለይ ካብ ናይ ክራንክኹም።

  • This is all Fantasy

  • Bejaka me/ teame kulu seb kmeharela ab eri tvi ente tgebrwa thanx

  • Abeza filem eta mezanget zekonet eta winta tebl gexebaheri heza zela eya winta ajoki keseleyo💪💯👌

  • መጸጸጽ ንትምህርቲ ምኻድ እንታይ እዪ ጸገም ሓደ ሓደ ግዜ ዝሰርሕዎ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ።

  • ዩርካቤል ሽኮር ሰደት እንበር ፈላሊና

  • ናይ ብሓቅ እቲ ፍታሕ ንሱ እዩ ኣብ መወዳእታ። ካብ ስደት ዝርከብ ረብሓ የለን

  • "Xegemka ab adka konka eyu zftah" ayayy aysmueu!

  • Nic

  • ፖሎቲካ'ዶ ጸርያ እዛ ጉዳይ ብጣዕሚ ማሃሪት ብፍላይ ኣብቲ ምውዳኣ

  • Good job

  • ሰብ ኢሎሞ ጽቡቕ ስራሕ፡ግን ንደርሆ ከታልልዋ "ብመጽዓኛ" ይኣስሩዋ ዘይኮነ ዝበሃል "ብመጽዓን"ያስሩዋ ኢዩ ዝበሃል።መጽዓኛ ማለት ዝጻዓኑ እንስሳታት ፣ ኣድጊ፡ፈረስ፡በቕሊኢዮም።መጽዓን ማለት መእሰሪ ነቲ ጽዕነት ኢዩ። ካልእ ድማ ስደት መፍትሒ ኩሉ ሽግር ኣይኮነን ግን ኩቡር ደራሲእዚ ወሪዱና ዘሎ ሽግር እዚ መንእሰይ ፈትዩ ዲዩ ዕዱ ገዲፉ ዓዲ ጓና ሰፊሩ ዘሎ?በጃኹም ዘይትኽእልዎ እንተኮይንኩም ግደፉዎ።

  • መም/ ጠዓመ ኣራፋይነ ኣድኒቀካ ናይ ባሓቂ ሓይል ስነ ጥበባዊ

  • nice xbuq srah edmen tenan yhabkum fetari

  • Great job.

  • Eway nay behaki beselam adena yemlesena amlak deki eriy

  • Abet zereba nay behaki sdet xelieyo aleku ane ab kereba gize adey keatu ye

    • @Na Ta ni zereba keymslaki

    • Hayeeeeeeee 🤔🤔🤔🤔🤔

  • ደስ ተብልን መምሃሪትን ነራ እንታይ እም ክኸዉን ቅድሚ 30 ዓመት አይተድልዮናን ዝበልናዮም ገዛእትና ነበር ገና ድሕሪ ሰላሳ ዓመት እዉን ክንዲ Eritrean airlines Ethiopian airlines ክትሪ ብ ጣዕሚ ተሰሚዑና ።

  • I'm living in Canada; is a very big message. It is true, but as far the dictatorships and the devastating leadership in Africa especially in our country people will not stop fleeing. Remember what the Catholic Bishops said the Eritrean youth would not go if they have a Hanny in their land. Why you don't struggle against the ruthless dictatorship instead of hallucinating.

  • Aseyyyy deki eri halalat ezom ab dege delena ternifna nab adna knatu ena sdet sdi eyu wala frki bani belieka ab adka ms azika tfetwemun tefkromn sdraka tehaqaqufka mnbar eyu deki eri marey Love you all

  • እዛ ድራማ መሃሪትን ፅብቅትን እያ እንተ ኤርትራውነት ግን ደገ ወፂኡ ካሕዳም ዓዲ ሃልዩ ቀታሊ ሰብ ብኢሰያስ 30 ዓመት ዝደንቂረ ሰራዊት ዝፈጠረት ሃገር እያ

  • Welcome to America

  • Eza comedy melisa ktxbk bejakum n abi amxiewo nafiknayo

  • ኣንቲ ሽኮሪና ኣብ ሃገርና ምንባር ስለ ዝሓሰመና ብግፋን ገለን ልብና ምስጠፈኣና ኢና ኮ ካብ ሃገርና በሪርና ዝወጻና ኣብኡ ኮይና ሽግርና ከይንፈትሕ ከኣ ምትእምማን ሲኢና

    • Mengsti misrah tekelieka mo intay ika kitserih

    • @METKILA TUBE ስራሕ እኮ ህዝቢ እዩ ዝፈጥሮ

    • Gfa ab botu endyu neru gn hzbi eritrean srah sinu eyu sdet wexyu gfa aykonen