Eritrean Easter Program Fasika 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ በዓል ፋሲካ 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ

Publicerades den 1 maj 2021
Eritrean Easter Program 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ በዓል ፋሲካ 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ
ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ክብራጸጋይ፡ መረብ እስቲፋኖስ፡ ሳሚ ገብረስላሴን ካሎኦትን ዝርከብዎ ካብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝፍኖ ፍሉይ መደብ ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ዝገበረ እነሆ ናባኹም ነብሎ!
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreancomedy​​ #BellaMedia​​
👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ
ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇
bit.ly/2N9shGs
ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ
docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScCTeBhwqBFjeeANH_mrTyGj4KbkfdvnOl-DuNwdu9_CQNSOg/viewform?fbclid=IwAR3dkYXbDuHEI-RxdKWua5533idzgKb6kCvcZ16BYRENj7OXggvuo5tca0w
📱 45568277📱

Kommentarer

  • አርያምምምምምምም ተረኺብኪኪኪኪ

  • Selam adalewti ezi medeb Bella media medebkum aziyu tefetawi bimkuanu keyednekukum kihalf aydelin eye gin kiblo zideleku etom gize siena kinketatelekum ekua entezeyrekealna weledina ykunu kulu betesebna malet Eritrawi bahlawi ykun wey zebenawi erkanka zitekelia kidan entezeytetekemkum yhaysh ybl thanks U.S.A.

  • ሽኮሪናታት ከለኽን እቲ ክቡር ነብስኽን ክውል አብለኦ በጃሕን 🤔🤔

  • Suzinino Resiekumo n@-Saron dirix-dirix kibil kelo

  • Entatie Ydrex

  • Merhaba

  • ከመይ ወደይ ዕድሜኺ ይንዋሕ ኣብ ልብያ ዘለና ዘኪርክና ወትሩ ብር ክትብሊ ታሓጎሲ ሓውኺ ካብ ልብያ ቱሩቡሊ

  • wawwww aru aru ketilkni sehak kef zelewa hekya behaki

  • 🥵🥵🥵🥵🥵

  • ሰብ ሕልና ኣልቦ ህግደፍዊና አበይ ኣሎ ኤርትራ ሓውካ / ካ አበይ አሎ ሰብኣይኪ ? አበይ አሎ ህዝቢ ኤርትራ አበይ አሎ ። ኣምላኽ ምሕረት ይውረደልኩም 👏 ብሓቂ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ እዚኩሉ በደል ፡ ኸሎ፡ ጸበባ 🥲ነፍሱ እናርኤና ኣይሰማዕናዮን፡ ትርጉም በዓል እንታይ ኢዩ ? ፈለማ ሰብኣዊነት✌🏾

  • ቀዳመይቲ ሕቶኺ ውንጭሕቲ'ያ ትበሃል

  • ከምዚ ኢልኩም ተኣካክብኩም ክንርእዮኩም ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ'ሞ ብዙሕ ፍርያትኩም ንጽበ

  • natka hiar do tiedgo eka

  • Beautfull Eritrean familjen god bless u ❤️🇪🇷❤️💯

  • So boring I had to stop watching it not interesting at all

  • Wuu kief zelekum deqi eri god bless you eri nqdmit

  • ብመጀመርታ ሩሑስ ኣውደኣመት ኩቡራት ኣሕዋት ደቕ ኤረይ ሓላል መርየት እንቛዕ ኣብዚ ኩቡር በዓል ብሰላም ኣብጽሓኩም፡ ቐጺለ ወለድና ብዚተፈላለየ ጽቡቅ ተግባራትካ ክሕጎሱ እንከለው ዝምሩቑዎ ምሪቓታት ወስ ክብለልኩም ይፈቱ ዝረገጽኩሞ ለምለም ዝተዛረብኩሞ ቀለም ይግበረሊኩም ፈጣሪ ንዘልኣለም ካብ ድቓስኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ፡ እቲ ምንታይ ስ ኣብዚ ውሽጥና ኣዳኽሙ ሕብሪና በሊሉ ዝርከም ስደት ብቀረባ ይኹን ብርሑቑ ከምዚኣ ናትኩም ስሒቑ ዘስሕቐካ ሰብ የለን፡ ስለዚ እየ ክኣ ናይ ወለድና ምርቓ ዝሃብኩኹም፡ ፍትዋተይ ካብተን ኣዝየ ዝፈትወንን ዘድንቀንን ከዋኽብቲ ተዋሳእቲ፡ ወ/ት ክብራ ጸጋይ & መረብ እስቲፋኖስ ሒዚኩም ብሚቕራብኩም፡ ቀዳማይ ምስጋናይ ካልኣይ ኣቢዚ ንሕውነትናን ሓድነትናን ኣሰካፊ ኮይኑ ዘሎ ናይ ስደት እዋን ከምዚ ኢልኩም ሓድነትኩም ብምግላጽኩ ዕድመን ጥዕናን፡ ይሃብኩም ፈጣሪ፡ ከምኡ እውን ሳሚ ሓቢቢ ናብ ኩሉ እትገብሮም ስራሕካን እትዛረቦም ቓላትካን ፍሉይ ኣድናቖት ከም ዘለኒ ክሕብረካ ይፈቱ፡ ቢምቕጻል ንዚመጽእ ዓመት ኣብቲኣ ከም ሂወትና ነፍቅራ ሃገርና ምስቶም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዝፈጠሩና ወለድና ፈተውትናን መተዓቢትናን ነብዕላ ይግበረላ እቲ ልዑል ፈጣሪና፡ ኣጆኹ ህቡባት ኮባኹብቲ፡ ስነ ጥበባውያን ሃገርና፡ ካብ ቢልቢ ዘድኒቐኩምን ዝፈትወኩምን መንእሰይ ሓውኹም ዕባይ ጋሽ ባርካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ጀርመን፡ ስለ ኩሉ ስራሓትኩምን ልቦናኹምን ኪኣ ይቅንየልና ፍትዋተይ።

  • We love you gayss 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Ezo sine tibebenatat hagerna nhzbi telimomo eyom akele tefalitna ena hasewuti

  • ኣርት ፋቅሪ ዩ ።

  • Entay dea covid yelen diyu abti zrlecumo adi???? Ferihnalcum yehwat. Rhus beal.

  • Arian’s joke was the best. Kkk

  • Good Job deki Eri 🇪🇷👏👏🇪🇷👍 happy Easter 🇪🇷👍❤️❤️❤️😍😍🥰🥰

  • Ruhus awdamet deki eri namta ab adna

  • ግተት ዝብሃል ግን ዝኣረገ ሰፍኢ ዩ

  • እህ

  • merebey dea ambesa meslila mexea

  • ክራሪስት፣ ፍረታት ናይ ዓላ ኣይኮነን ዝብል የማነ ባርያ፣ ፍረታት ዒላበርዕድ እዩ ዝብል፣ ማዓለሽ፣

  • 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💕💕💞

  • Woww kef zelkum deki irey shekorinatat

  • ናይ ህግደፍ ኣባላት ሓሶውቲ

  • Sami Eza Hansab Hansab Titkemel fake Sehakka Tigtem Ala mo kirub Kemem Weskela

  • Selam Selam Ane Ka kendi Adnaki Kibra Tsegay Eye Btemi Eye Zednika Zibetwa Bhafesha Gin Rhus AwdiMet Ametna Ygbero Des Zebil Medeb eiu neru Kexilwo

  • መርሓባ ደቂ ኤረይ ኢቋዕ ብዳሓን መጻኹም .ክብራ ሓብተይ ንነውሕ ግዜ ጠፊኪና ነርኪ ኢንቋዕ ብሰላም መጻኪ ኣብ ኳና ካብ ኣዚየ ዘድንቀኪ ሰብ ኦየነይረ ነይረ.ሎሚ ውን ተስፋይ ዘሕጉስ ስራሓት ሕዚኪልና ክትመጽና ባዓል ሙሉኡ ተስፍ ኢየ .

  • Ruhus fasik sinetbebawin Eritrea enkae keskum arayena

  • Rihus beal fasika nikulatna amenti kiristina cidmen tienan yihabka fetari deki Eri shikorinatat

  • Aklabat megalat seb ymeslu nzeyfeltom

    • ዓይንኻ ዶ ደም መሊእካ ከምዚ ኢሎም ክስሕቁን ክጻወቱ ሴጣን ጥራዩ ደስ ዘይብሎ

  • Aruye shkor 😂😂😂😂😂

  • Asey sehaqkum yebzah sebuqat kebra hafetye ab zelekyo selam rahwa yemneyelki mara eye zeftweki metketa zyrekbkula artiest eki .

  • ንባዕልኪ ቅድም እቲ ስም ብልክዕ ፍለጥዮ ። እታ ዓባይ መሶብ ኢያ ።እታ ንእሽተይ መሶብ ወርቂ ።ጥፍሒ ድማ ከምታ ንእሽተይ ከላ እግሪ ዘይብላ ። ቅድሚ ንሰብ ክትምህር ምፍታንካ ባዕልኻ ክትመሃር ኣለካ ። መብልዒ ዩቱብ ጉያጉያ ኣይትግበርዎ ።

  • ruhus awudamet yehwat des zbl hto alatni mereb haftna naxa entekonki (Kiflay and Tesfalem) zbehalu bfkiriki anzer yblu alewu. seb bella media yehwat bejakum gele gberu, ruhus awudamet degime

  • Mukurat edmen teanann yhabelina ruhus beall 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Wedi shuq tqedh ala i miss you all.

  • ኣብዚኣ'ሎ ወዲ ኸኣ ሰበይታ.ከምኣ'ሉ ደድሕሪ ኣንስቲ ክኸይድ.

  • Ruhus awdeamet deki eri

  • Mequrat enqua gex nefetwokum rana wish you all the best 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘

  • Wa ata subscribe endo gberluna entay key wedakum eku tferhwo wa 🤣🤣 ane ka kgebrelkum eie ente gerkumley 😄😄✌🇪🇷

  • ሕፍረት ዘይብሎም፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሽግር እንከሎ ድምጺ ዘይኮንክሞ` ሲ፣ እንታይ ትርጉም ኣሎዎ ኣውደኣመት ብዘይ ሰላምን ቅሳነትን። ናይ ሓሶት ኣርቲስት። ስነ -ጥበብ ኮ ቃንዛ ህዝብካን ሃገርካን እንተ ኣንጸባረቅካሉ እዩ እንበር ሕልናኻ ቀቢርካ ናይ ሓሶት ፈንጠዝያ እንተ ገበርካ እንታይ ጣቓ የምጽእ። ስነ - ጥበባዊ በሃሊ ወትሩ ናይ ህዝቡ መስትያት ዩ። ክብራ እምበር ዶ ናይ ሰብ ሕልናን ልቦናን ኣለኪ። በዓል ቤትኪ ኣብ ማሕቡስ ተደርብዩ እንከሎ ናይ `ዚ ኣረመን ስርዓት ኣገልጋሊት ክትኮኒ ምምራጽኪ፡ ካብ ሰብ ምኻን መዕረ ክንደይ ሪሕቅኪ ክም ዘለኺ ኣይስሓትን ኣዩ። ሳሚኣኤል ኣታ ሞኾስ ውራይ ዘይ ተስተር፡ ካብ ተርጉም ዚይ ብሉ ነበረ ያ ነበረ ምጽዋት። እርያም ኣቲ ጦሮው ካባኺ` ሲ ፈለጠ እያ ባሃሊት ኢኺ። ኣቲ ይፈልጦ እየ ትብልዮ ስነ- ጥበብ ንህዝብኺ ድምጺ እንተ ትጥቀምሉ ክንደይ መድማዕኪ። ሓደ ክትክሕድዎ ዘይ ትኽእሉ ኣብ ገጽኩም ናይ ሓጎስ መንፈስ ኣይረአን `ዩ ዘሎ ዋላ ስንኹም እንተ ስሓቀ። ንልቢ ክኾኖኩም ኣብኡ ኣሎኩም ልዕሎኹም ንሃገር ዘበርከተን ልዕሎኩም ከኣ ንጥበብ ዝመልካ ወዲ ትካቦ ካባኡ ተመሃሩ ግን ንህዝቡን ሃገሩን ደው ኢሉ ኣሎ። ኣቱም ተዋሳእቲ ኢና በሃልቲ ፡ ካብ ሰብ ዘዝጽሓፎ ክት ደግሙ ምንባር፡ ኣብ ናይ ብሓቂ ሂወት ምውሳእ እንተ ትጅምሩ ትርጉም ምሃለወኩም። ምውሳእ ዝክኾነ ሰብ ክገብሮ ዝኽእል ኣንጻር ናይ`ቲ ናይብሓቂ ሂወት እዩ። ከምዚ ሕጂ ክሉ ሰብ ናብ ተዋሰኣይ ተቀይሩሉ ዘሎ ዘመን። ምስ ህዝብኩም ደው በሉ ፍትሒ፡ ሰላም ፡ቅሳነት፡ልምዓት ፡ምዕባለ፡ ንኽመጽእ ብትምኒት ዝመጽእ ለውጢ ኮቶ የልቦን። ዕፋፎትኩም ቀይሩ። ምድንጋር ግደፉ ኣብ መርየት ዘሎ ሓቂ ኣንጸበርቁ። ምንድልሓቅን ወስለትለትን ምስሉይነትን ግደፉ።

  • ሩሑስ በዓል ኣፋስጋ ይግበረልና,ኣላ ሳሚ ሽኮር መምህር ትቐድሕ ኣላ ደኣወ 😂😂😂😂😂😂

  • Love u deqi erey

  • ዱሁላት፡ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ቖልዑ ኣብ ዘይኩናቶም እንዳ ተጠበሱ። ሓንቲ መዓልቲ ስለ ኤርትራውያን ኣይትጣበቁን።

  • Rhus bael nkulna merih abza nay mosob kermeki eta nshtey mosob werki tbhal eta abay mosob ya qrchat kale u ezia gn werki mosob aytbhaln ya eza abay merih haftna armya

  • Deki hasewti hezbi yetefe alo ab kunat tetebisu neskum ka asmera do gele do fuck all off u

  • Eza merih tibial weyal fara biemni temasiga ziabeyet bandera hasot hiza zella nimntay elama eya.

  • Kibra tsegay hasawit nay higdef alietegna eya ms belluna dihrti mikana felitna tselienaya bitaemi hilinia kebira ezia tezeytearimatla ni hizbukum dew bellu koluet yimotu alewu ab tigray nisukum dma tiryihu alekum nezi namote suk elkum tiriewo zelekum hizbi hizbina tiblu ewae indee nibeynikum ekum.

  • ስሓቅኩም ይብዛሕ ደስ ዘብል! ብፍሉይ ዘስሓቀትኒ ግን እታ ናይ ክብራ፡ ጫፍጫፉ ክህበካ እንድየ ሱቅ ኢልካ ............. ( ባዕልኹም ስምዕዋ) ክክክክክክ ካልኣይቲ ከኣ እታ ናይ ኣርያም ክርስቶስ ትንሳኤ ሙታን" መርሓባ ዝበልዎ ሰብኣይ ክክክክክክ!

  • My beautiful people we love you

  • This people they don't have shame, they killing their human moral and they refusing to advocate for the situation in Eritrea , kebra are you human ? you are betraying your jailed husband for to serve a dictator. either you love it or hate it the suffering the Eritrean people can't ignore it. but this mourn so called themselves Artist , they have no clue what Art is all about. learn from Bob Marley, Marim makaba, those who fight for the human liberty through Art. Art is reflection the way of life society, communities , country and population, Regine. you are not Artist you are cheery picker. i knew most of you HGDF's offspring . i can see in your face a guilty, because you conflicting with your moral duty. you are not doing the right thing. you will be judged by your action . remember time is against you.

  • messenger of HGDF, you are not define the truth of real Art. you are betraying your people. you are so selfish , greedy , stand with your people, stop pretending Eritrean people is living good life . nothing happen by wish , unless you contributing your part. You are not ARTIST, you are opportunist . stop destroying Art. you are fake . no body believe you.

  • Happy Easter to you all. You guys looking great. I am proud of you deki 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏. Keep up the good work sami hawey natey anta meksen and mekseb.

  • ሩሑስ ባዓል ኣነ ግን በዚኣ ጽግዕ ኢለ ይሕብጥ የ ዘለኩ እሱሸይፍ ክብለኒ እሳ ክትሽፍኖ ኩናት'ዩ ዘሎ🙄🙄

  • ህግደፍ ዱሁላት ወዳኢትኩም ትምጻእ

  • God bless you all, to our beloved talented Eritrean🇪🇷🇪🇷

  • Etibaheli bah kebleka gen mefqerti diyablos mukankum tehznu

  • Ezi hawahu ez lke kem kdmi nasnet yzekrka emo. Kulu halifu bselam abadna!!!

  • Keep going we love you

  • Kkkkkk Kaleyti weskla merebino

  • ርሑሰ ኣውዳኣመት ኩቡራት ይሕዋት ፣ ቈኡብ ዳኣ ደንጉኩም እንበር ከምዝ ገርኩም ምጅንባርኩም ብጣዓም ንሕጉሰ ነዝ youtube ባዕል ነሸነሸ ዝባሃሉ ካበይናይ ዓለም መጽ ኡ ኣይንፍልጥ ባንግላድሸ ድዩ ዋላ ማዳጋሰካር ረብሸሙና ነሮም፣ ነዝ መንእሰይ ዝሰምዕ ሰእኑ ብዘይ ጠቅሙ ሰባት ኣብ ዘይ ተደልየ ጽልእ ዝጉሰጉስ ክሰምዕ ይውዕል ነሩ ። ሕጀ ውን ወላ ሐንት ዝሐሎፍ የሎን እሞ፣ በጃኩም ኣይትጥፍኡና ዓቅሙኩም ኣበርኩቱ ፣ ካባኩም ቡዙሕ እና ንጽበ ኩቡራት ይሕዋት። ከም ካላኣይት አእይቶይ ካኣ በጃኩም ይሕዋት እዛ መሰተ ደርድርካ ኣብ ጠውላ ምቅራብ እንተ ትተርፍ ጽብቅ ነሩ ባህላው መሰት ከም ኣካል ባህል እንተ ዝቀርብ ምሐሸ ነሩ (ሰዋን, መሰን,) እንተ ዝኮውን ንሱ ውን ንመማላካክዕ ።ኣብ ኩሉ ክልብ ደርፍታት ዝሰራሓ ዘሎዋ ናይ ዓድና ከም ቀንድ መጸባበቅ ድዩ እንታይ መሰት ኣብ ጣውላ ጠደርድሩ ተቀርቡ ምርኣይ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። ንሱኩም ኣብነት ትኮኑዎ ሰለ ዘሎኩም ሎም ኣብ ሰደት ኣብ ኩሉ ገዛ መሰት ኣብ ጣውላ ተደርድሩ ምቅራብ ከም ነቡር ይኮውን ኣሎ ።

  • ተፈተውቲ ስነጥበባውያን ናይ ብሃኪ ደስ ክትብሉ ርሁስ አውዳመት ንክልና። ሃሳብ ናይ ልብይ ተዝሰምረለይ ናይ ብሃቂ

  • ክብራ መጀመርያ ርሑስ ፉስጋ ይግበረልኪ። ሰብአይኺ አብ ትሕቲ ጊድጓድ እዮ ዘሎ ክትስዕስዒ ዘይኮነ ብዛዕብኡ ተትዛረቢ መምሓረልኪ።

    • Bete sebaka De u kendzi hateftef

  • Kulukom shikuorinatat aru shikuor ane ka hade gorbitina sekiru fasiga leyti kirstos tinsean mutan mesi belo amen asero lesetan mesi belom entay geru eliu meliselo etom keshi behrikan kisab sikranu zigdifo tsefieomokkkk

  • Wawwww des ktubulu deqi Eirey shukorinata enqoa Hagosekum enqoa Akekebekum ruhus awudaemet ygberelkum

  • ኪዱ ቁርስሳት ሓቆም እዮም ፈትውቲ ነብሶም ክብሉኩም ዓጃውስ

  • Aseyyy xbuqat deqi erey abza tqxl eid kea kemzia takibkum beti hade gonna knxbeyekum ena

  • abza medeb mereb des tebileni sami ka

  • abet krar k kkkkk

  • stage is too crowded & unorganized but we love to see #Kibra, #Mereb

  • መርሓባ shcorina ኣነውን ኣይውዳኣንየ 🙏

  • Wawwwww well come xbuqat.n fteatn zfewekun edme yhabkum

  • Beautiful all of you 🥰

  • Halalat ruhus awdamet yigberelkum Xbuk medeb des zbil mzngae

  • I am so Blessed and Happy to see you deki Erey. Keep Shining and Glowing🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Happy Easter every body!

  • አቱም ናይህማመይ ስዝኒኖ ድኣ ኣበይ ከይዱ

  • ❤️❤️❤️❤️❤️ deki eri

  • Kkkkkk love you deki eri

  • Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • Elfi sheramut hgdef akibkum eske aytetsmuna...... hkot dea ybehal

  • Eritreawyan bzeyka tewaseon tewasaetn moya yelen malet diu? Ezen kulen chanelat awdeamet ms blutsat tewasaeti enda bela zetsmana

  • Aseyyyyy deqi erey mukurat 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • ሳሚቱ ኣንትም ከምዚ እክብ እኽብክብ ክትብሉ ከለኹም ኣቤት ከምሕረልኩም ጥበብኩም ይዛሪ

  • Aryam und kebra 💋💐❤️🙏❤️🙏

  • sena tbabawyan trh Ruhes awdamet ne hzbi ke htoy ne MEREB nay besnes seb eki meslani edmin tienan yhabkum

  • Ylnqet mereb

  • ዘመን ግርምቢጥ ማይ ንዓቀብ ከም ዝብሃል ኣብ ባህልና እግርካ ኣማሳቂልካ ኮፍ ምባል ሰብኣይ እዩ ዘዘውትሮ ውይ ዝጥቀመሉ ሕጂ ግን በንጻሩ ንርእዮ ኣለና ባህሊ ኣይትጸይቃ ወካሩ

  • ኩብራት ስነ- ጥበባውያን እንቃዕ ናብ በዓል ፋሲካ ኣብጸሓና :: በሓቂ እንቃዕ ከምዚ ኢልኩም ተኣካክብኩም ክትውዕሉ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :: ስለዚ ንኹሉኹም ኣጆኹም ኣብ ስራሕኩም ዓቢ ኣሰልጦ ንምነየልኩም በርትዑ ሕጂ ስራሕ ሰራሕ ፈጢርኩም ናብ ህዝቢ ፍርያትኩም ክተቕርቡ ክንጽበየኩም ክብራት ስነ - ጥበባውያን ሃገርና :: ክብራ ጸጋይ ብፍላይ ኣብ ፍልሚ ካና ዓቢ ኣበርክቶ ዝነበረት ስነ - ጥበባዊት እያ ብፍሉይ ኢየ ዝዝክራ ኣብዛ ፍልሚ ካና ሕጂ እንቃዕ ድምጽኺ ሰማዕና ነዊሕ እዋን ኢኺ ጠፍእኪ ጸንኪንሒ ብዝኾነ ኣጆኹም በርትዑ ደቂ ኤረ ::

  • Happy Easter to all my beautiful Eritrean actors and artists. I love your program today keep it up and my God bless you all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • Suq belue hgdef wahid

  • 😅😅😅😅😅😅😅😅xubokat 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💫💫💫💫💫💫💫💫✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌

  • ኤርትራዊ መንነት ማለት ፍቅሪ ጅግንነትን እዩ። ተመስገን ኣምላኸይ ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ።🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • ንመረብ ክምርዓዋ የ ቴለ ስደድለይ ኣብ ካልጋሪ የ ዘለኩ