NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2021 - MELEY BY ABRAHAM TEKLE PART 15 - ተኸታታሊት ፊልም መለይ 15 ክፋል

Publicerades den 1 apr 2021
RUFTA TV - NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2021 - MELEY BY ABRAHAM TEKLE PART 15 - ተኸታታሊት ፊልም መለይ 15 ክፋል
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now senewss.info at RUFTA TV.
SHOW YOUR SUPPORT BY DONATING HERE : www.paypal.com/cgi-bin/webscr?cmd=_s-xclick&hosted_button_id=KCNURMHH52LPA&source=url
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ንኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: RUFTA TV. Any unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
SUBSCRIBE ON SEnewss : senewss.info
- - - - - Follow us - - - - -
Facebook : RUFTA-TV
© RUFTA TV LLC 2021. All Rights Reserved.

Kommentarer

  • Ya ezom agor zeygdfuna eyom

  • Meharit film eya

  • Ab ertira s kabti hzbs etiom tewasati bezihom

  • WATCH MORE VIDEO F.U.L.L H.D 💓 CLICK HERE : 18cams.xyz !💖🖤❤️今後は気をライブ配信の再編ありがとうです!この日のライブ配信は、かならりやばかったですね!1万人を超える人が見ていたもん(笑)やっぱり人参最高!まさかのカメラ切り忘れでやら1かしたのもドキドキでした,. 💖🖤在整個人類歷史上,強者,富人和具有狡猾特質的人捕食部落,氏族,城鎮,城市和鄉村中的弱者,無`'守和貧窮成員。然而,人類的生存意願迫使那些被拒絕,被剝奪或摧毀的基本需求的人們找到了一種生活方式,並繼續將其DNA融入不斷發展的人類社會。. 說到食物,不要以為那些被拒絕的人只吃垃圾。相反,他們學會了在被忽視的肉類和蔬菜中尋找營養。他們學會了清潔,切塊,調味和慢燉慢燉的野菜和肉類,在食品市場上被忽略的部分家用蔬菜和肉類,並且學會了使用芳香的木煙(如山核桃,山核桃和豆科灌木 來調味g食物煮的時候1&!/ 1617849071

  • hanibal zfetu like habuni

  • mel. Selamdyu

  • 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • Aliex zbei

  • ኬፍ ኣለኩም የሕዋት ቀፅልሉ😘😘😘

  • Yibel Film deki erey halalat edmen tenan nakum yekum.

  • sansur geberiwo pls deki ere xahay kelo mishet elata

  • Enba qelixemeka aminka fekara ezi wadi gen zerada seb ay konan

  • Surafial megadlti

  • ቄስ መሆን አልቻልክበትም

  • Antum sebat ezi nay seb hader zey emunat gerkum teserhwo zelekum si kab kwenenet do yerheq alo ayseanen endu gen wehdat eyen abzi gen zebezha zey emunat gerkumen.

  • Bhadesa kulukum deqi erieay ajokum bertou nic one movie

  • Well come back

  • ሓሰዊቲ ካብ ማዓስ ምስ ኣስላማይ ሓደ ኮይና ንፈልጥ ሓደ ኢና ገለ ትብሉ ጀልፋፋት ።

    • Kab mas ke tefalalina nfelt koblali

  • እቶም ካልኦትከ ሃየባ ላይክ 👇 👍ግበሩ ኣብ ታሕቲ

  • ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ዝስማዕማዕ like ርገፅ

  • Xebuk srah qexlwo deki Erey

  • መአለይ ትጠንሰ ዓወት የፊቅራ ይመሰለኒ ጡዑማት አይትጥፊኡ ባ

  • ግን መለይ ስለምንታይ ተዓሚጻ ስቅ ትብል ናብ ዝምልከቶ ኣካል ነጊራ ን'ዓማጺ ዝግቦኦ መቅጻዕቲ ከምዝወስድ ዘይትገብር, ብስቅታ አንተ ተደምዲሙ ደኣ ነቶም ዓመጽቲ'ውን ንኽዕምጹ ምትብባዕ'ዩ, ን'ባዕላ ንውሕስነት ጥዕናኣ'ውን ጽቡቅ ኣይኮነን. ዝፈሰሰ ማይ ኣይሕፈስን'ዩ አቲ ሰይጣናዊ ተግባር ተፈጺሙ'ዩ, ስለዚ ተንሲአና ን'መሰልና ንጣበቅ አምበር ተዳሂልና ደኒንና ኣይንትረፍ።

    • ፊሊም ኢዩ፡ተዓሚጸን ሱቅ ዝብላ ክመሃራሉ ሳዕቤኑ ክፈልጠኦ ሕጂ ክትጠንስ ኢያ

  • Etom awedat ketsiluka

  • Ata temdfar agaltes kab abitatkum ekum worskemewo serktey mnkshkesk dekaleu talyan

  • Enka beslam mesaku dki erey ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • እዛ ሓቡ ኣብ ደግሲ ታሪክ ኣስመረት ኮይና ትሰርሕ ክትፍተወካ

  • Nezi mewal zbehal men hibwo nay awet tell number amhayshwo

  • Nay bahaki xebuk film kaxelwo teray adnaki natkom ey ajekom daki eri xeada hagerna hezbena selam yegberalna amlak bealo sedatna yehxerelna amlak nab hagerna nemelasalo ewan yegberalna befokri hegerna kenhanx ajekom daki eri xeada

  • መለይ ሸኮር 💋👈

  • እዛ መለይ እኮ ማራ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ትሕቲ ኮይና ኣሰልቻያትና።

  • Aseyyt habityyyy shekorrr kexilo

  • ❤️❤️❤️❤️💊👈

  • ናይ ሎምስ ቃሎይ ጥቅጥቆይ እዩ😂😂😂😂😂

  • Agor abey yrkeb nab saudi ዓረብ yatw do ykon ascekay melsi sehafuley

  • Ane gn ezi xaeda tebek mewael zibahali wedis tewasie zey kielo

  • Welcome deki Rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • እዛ ኣዱስ ምዓዝ የ ብናታ ፀጉሪ ክሪኣ ድልየ ክክክ

  • Atum ezom agor do zetfealey sine ane

  • እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሽኮሪናታት

  • Wowwww

  • ሰብናይ ዘይካታተልዎ አትን ተጋሩ ንኣከለ ይፈትዎ ይፈትዋ ኢልክን እትማፃዳቃ ዘለክን በይዛክን ርእስክን ኣስርሐኦ እዝኦም በላዕትና እዮም ምንም ዘራክብ የብልናን።

  • እንቃዒ በሰላም መፃእኩም ኣማሪኛ ተላማመዱ ደቅ ጎደሪ መላእክት እዩ😜ሓፊትኹሙ ክብ ጋል ራያ💊🙏

  • 💕🇪🇷💖❤❤❤💘💘💘💘💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💝💝💝💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣

  • Tebbarekuley dekiiii ereyyy 🇪🇷♥️🙏

  • ❤️❤️❤️

  • Thankyou Melay

  • እንኻዕ ዳሓን መፃኹም ድስቲ ማንኻ🥄🍴🥣🍽🍴🥄🥣🍴🍽🥣🍴🥄ወዘተ_ _ _

  • Eti Amaxi Entay dea keytereaye Abzia kfal film Ab tmexee kmexee Alewo 🤗🙋‍♂️

  • Good job keep it up I love it

  • eway gdefeni

  • ናይ ልበይ መፀኹምለይ ቢጣዕሚ ሓሪፍ ቲወና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊

  • 🥰🥰🥰🥰🥰

  • ብጣዓሚ ማሃሪት ድራማ ቀፅልዋ

  • Wewww❤❤❤

  • እንኳዕ ብደሓን መፃኣክም ፍቁራት አሐዋተይ

  • Adamey

  • eza medebkum kketatela jemire eritrean film malet gn nay lomi haxira and kem gele malet seb kem tshb gierkum keteqrbwa ab mexai knxbeyekum

  • አንክዓ ብሰላም መጽኣኩም ደቂ ኤረይ ፈጣሪ ስደትና ይሕጽርለና ኣክከቦ ይፍጥርለና ኣብታ ምችዊት ሃገርና ንቶም ክለት ኣቦትተኛ ከኣ ብጣዓመ ጹቡቅ ትምህርት አዩ ብፍላይ ኣንታ መስታይ i muss you ደቂ ኤታ ሓላል መሪት ኤሩ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Wedi hbtu

  • ንመለይ ዝፎቱ ላይክ

  • Bitaemi xibkty eya gin kem rieyto ab shek omer and keshi mehari zelo fikri bitaemi endyu des zibileka gin kitsewawiu kelewu keshi mehari shek kibilo..shek omer kia keshi kibehahalu kikielu alewom eti kibrotom kikenatetu yeblomn

  • Ay nay lemos sakt eya nera meley eko bzh zeyls plis qorb anhwa 45 gebrwa

  • Welcoma Deki Eri L Adam Dfetu Like 😘👇 👍👍

  • እንኾዕ ብሰላም መፃኩም ኣሕዋተይ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 💊💊💊💊🙏🙏🙏ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 የውርደልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏

    • amen lebam 🇪🇷🇻🇳✌️

    • @Mehari Fsaha ሰላም ንኩሉ ወድ ሰብ ይምነ ኣሕዋተይ

    • @ክወግሕዶ ይከውን እት ፀልማት ኢሂ ንዓና ኤሪትራውያን ከ ሰላም ኣየድልየናንን ማለትኪ ድዩ፧ቤንዴራ ከ ታይ ገራትኪ፧ከምቲ ንዓና ህግደፍ ጸላኢና ንዓኩም ውን ዘላኢኩም ዩ ።ንፈልጥ ክኣ፡ጸገምኩም ውን ልክዕ ከማኩም ንካፎሎ ኣለና።ንህግደፍ በቲ ክወድቀሉ ዝክእል ንቃሎሶ ኣለና

    • ሰላም ደቂ ትግራይ ኣሕወተይ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ እየ ኢለ ግን ህዝቢ ኤርትራ ሰለ ዝበልኩ ዱኡ ትፃረፊ ዘለክን ይቅርታ በላ

    • @ሰሉ ጅንታ እንደዕይ ማዓዝ ከምዝረደእን ገሪሙን እዩ ዘሎ ጋል ርመይ ማዓረይ❤❤❤

  • ዳኒ ብሓቂ ስብኣይ ፀባ ኣስቲካኒ

  • እንካዕ ብሰላም መጻኩም ። ኣቱም ሰባት እዚ ፊልሚ ምስራሕ ክንደይ የድክም እዩ ከምዚ ኢልካ ክትርእዮስ ክጥዕም ፡ ካብ ሎሚ ኢደይ ትቆረጽ ሕማቅ ዘይጽሕፍ ላይክ ውን ከይረገጽኩ ዘይሓልፍ ግድነት ኩሉ ከማልእ እየ ። እቶም ከምዚ ከማይ ሪኢኩም ትጻረፉ ዝነበርኩም ይቅሬታ ሕተቱ ኣነ ይቅረ ያሓትት ኣለኩ ። ስጋ ኣደይ ኢለ 5 ፡ 10 ወጋሕታ ምስ ወጻኩ ሕጂ ገዛይ ተመሊሰ መግቢ ይጥዕም ኣለኩ ሃላክ ዳኣ ይባሃል ። ኣጆኩም እንዳ መለይ ደራሲ ተዋሳእቲ ካሜራ ማን ኮታስ ኩላትኩም ጃምዓይ ኬንኩም ኣለኩም ጸገምኩ ተረዲኢኒ ኣሎ ሶኦ ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ሰላምን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ያሃበኩም ፈጣሪ ።

  • Well come back .

  • Aseyyyyy Dany Anbesa ❤️🇪🇷❤️

  • ኣታ እዚ ናይ ፊልም ዩቲብ ቤት መቅደስ ተቀይሩ ብዛዕባ በዓላት ይውቅጡ ኣለዉ ኣብቲ መንፈሳዊ ቻነል ኬድኩም ጸሓፉ

  • ሃንባል ዝፍተ ልያክ

  • አድነቅቲ ዓወትን ዊንታን ሃኒ ላይክ

  • ዑመርን መሓርን የቀንየልና ረዚን መልእኽቲ

  • Welcome

  • Well Come❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • እሞ መን ድዩ ዝበታትን ዘሎ ደቅዛ ሰረቅቲ ህግደፍ ዋሒዲ ኣይተዛርቡና እስኪ ደቃሉ ንሱኩም ዳኣ ኩሉ ግዜ ህኮትን ዕግርግርን እንበር ማዓዝከ ንሰላም ዘሚሩኩም ትፈልጡ ነቲ ሰለማዊ ህዝቢ ዳኣ ተባሳቡስ ኣለኩም እንበር ፁሉላት

  • Well Come❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • ኣድያም ሰይቲ ቦኒታ ናበይ ኬዳ

    • 😜😜😜😜😜😝

    • ኣታ ሓሳዊ ዘይ ናታ ኣይትሃባ

  • Nay bahaki ab kdni ztemeharna donqirna abotatna aygeberwo abahagotatna kem deqi zagra fah nbl ena hawey haftey ab kndi mbhhal 💔

  • Dani zftu like ywekt

  • ካሜራ አማን ግን ዓይኒ አለዎዶ?

  • Ane eza meley tsegema tetnegrom keltifa ftah mrekebet nera mknyatu eti ziamexa Hiv entekone men yfelt anes ferihela nmeley ab mewedaetiu

  • መርሓባ

  • ዓወት#መለይ ክፈትወኩም ምዓት እየ 🥰🥰🥰

  • ጽቡቕ ስራሕ የሕዋት! ቀንዲን ኣገደስትን ዝኮኑ ባይታሚናት ንደቂ ተባዕትዮ 👌 senewss.info/slow/Z9W9bNxneLybq9A/video

  • Ende teame kedeye 🤗😍😍😍

  • ሒኒቂሒኒቂለተይ፡ቢሓድቢሊየንዶላርዱቁዚሽጠመራሒመንይባሃል

  • ሓጺራ ንእሽተይ ንውሕ ተትብል ምሓሸ ዝሰማማዕ 👇

    • ጽብቅቲ ፊልም ስለ ዝከነት አያ አምበር ጽቡቅ ኣላ

  • welcome deki eri mkurat

  • Deki eri shkurinatat abi chanele subcraibe bemgbar be fikr ehatekum🥰

  • ናይ ሊቀ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ጸሎትን በረኸትን ናይ ኩሎም ናይዚ ዕለት ሑርያን ጻድቃናት ሰማዕት ረዲኤቶምን ጸጋ ኣምላኾምን ምስ ኩላትና ሕዝበ ክርስቶስ ይኩይ ኣሜን (፫)

  • 𝑒𝑖𝑛𝑘𝑎𝑒 𝑑𝑒ℎ𝑎𝑛 𝑚𝑒𝑥𝑎𝑒𝑘𝑢𝑚 𝑥𝑢𝑏𝑢𝑘𝑎𝑡𝑒𝑦 ℎ𝑎𝑓𝑡𝑖𝑘𝑢𝑚 𝑘𝑎𝑏 𝑡𝑖𝑔𝑟𝑎𝑦💊

  • Deki Erey bselam nabta kdsti Eritrea ymlesena 🇪🇷❤🌺💒

  • 🙏🏼❤️🙏🏼🌻🌻

  • Welcome♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ኣስላማይ ክርስትያናይ ተጣናነግ ንፋስ ኣይነአቱ በጃኩም አንቃዕ ብሰላም መጻአኩም አሞ😘😘😘

    • Haqi xbuq aleka zehawey

    • እወ ኣይንፈላለ ጸላኢና ይፈለ

    • Ewe ewe🇪🇷❤️🙌

  • 😘😘😘🥰🥰🥰🥰❤❤

  • Happy fools day ya jama

  • Welcom❤❤

  • እንካዕ ብሰላም መፃእኩም♥️♥️♥️♥️♥️❤️