ማጨሎ (ክፋል 72) - MaChelo (Part 72) - ERi-TV Drama Series, April 11, 2021

Publicerades den 11 apr 2021
Follow us on facebook: DendenMedia/
ማጨሎ (ክፋል 72) - MaChelo (Part 72) - ERi-TV Drama Series, April 11, 2021
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
To watch previous episodes click here senewss.info/have/PLjrXQ8yRJDlyDquZEshtSd6a3gsg2H4wx.html
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official SEnewss Chanel visit senewss.info
To access DimTsi Hafash Official SEnewss Chanel visit
senewss.info/my/aAisiwRE5DyuCGe8k81T-Q.htmlvideos

Kommentarer

  • 😀🥰😍🥰

  • Welcome guys

  • bhaki aboy gerese

  • ሰርጌንቲ መኸየፍ kkkkkk

  • ምሳሌ 31 (Proverbs) ለባም ሰበይቲ 10፤ ደገኛ ሰበይትስ መን ይረኽባ፡ ዋጋኣ ኻብ ክቡር ዕንቍ ኣዝዩ ይኸብር። 11፤ ልቢ ሰብኣያ ይእመና፡ እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን። 12፤ ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን። 13፤ ጸጕርን ልሕጺ እንጣጢዕን ትደሊ፡ ተሐጕሳ ኸኣ ብኢዳ ትዐዪ። 14፤ ንሳ ኸም መርከብ ነጋዶ እያ፡ ካብ ርሑቕ ምግባ ተምጽእ። 15፤ ገና ለይቲ ኸሎ፡ ትትንስእ እሞ፡ ንስድራ ቤታ ምግቦም ትህቦም፡ ነግራዳ ኸኣ ሰስርሔን ተትሕዘን። 16፤ ግራት ትምልከት እሞ ትዕድጎ፡ ብፍረ ኣእዳዋ ኸኣ ኣታኽልቲ ወይኒ ትተክል። 17፤ ሕቝኣ ብሓይሊ ይዕጠቕ፡ ቀላጽማ ኸኣ ተበርትዕ። 18፤ ኣቓሑ ንግዳ ጽቡቕ ዝዀነ ትርኢ፡ መብራህታ ብለይቲ ኣይጠፍእን። 19፤ ኣእዳዋ መፍተል የልዕላ፡ ኣጻብዓውን ቍኒን ይሕዛ። 20፤ ንሽጉራት ኢዳ ትዝርግሓሎም፡ ንጹጉማት ከኣ ኣእዳዋ ትሰደሎም። 21፤ ኵሎም ስድራኣ ሰብ ድርብ ክዳን እዮም እሞ፡ ስለ ስድራኣ ብውርጪ ኣይትፈርህን። 22፤ ንርእሳ ምንጻፋት ትገብር፡ ክዳውንታውን በፍታን ጁዅን እዩ። 23፤ ሰብኣያ ኣብ ደገ ኣብ ማእከል ዓበይቲ ዓዲ ምስ ዚቕመጥ ምርኡይ እዩ። 24፤ ጽቡቕ ቀሚሽ ኣእሊማ ትሸይጥ፡ መቐነት ንነጋዳይ ትህቦ። 25፤ ሓይልን ክብረትን ልብሳ እዩ፡ ነቲ ዚመጽእ መዓልቲ ትስሕቆ። 26፤ ኣፋ ብጥበብ ትኸፍት፡ ትምህርቲ ለውሃት ድማ ኣብ ልሳና እዩ። 27፤ ንብረት ቤታ ትሕሉ፡ እንጌራ ትህኪት ኣይትበልዕን። 28-29፤ ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ። 30፤ ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ። 31፤ ካብ ፍረ ኣእዳዋ ሀብዋ፡ ኣብ ደጌታትውን ተግባራ ይንኣዳ።

  • "He who refuses to pass through the door of My mercy must pass through the door of My justice!!!" (from the Diary of Saint Faustina Kowalska; 1146)

  • Nay Eilsa betami bezehu

  • Enkae flim kone eway selie trekbo

  • Deki eri viva 🇪🇷💋👈💕💕💕💕💕💕💕🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️

  • "Mankind will not have peace until it turns with trust to My mercy!!!" (from the Diary of Saint Faustina Kowalska; 300)

  • We love you all. great job!!!

  • 💯💞🇪🇷✔️✔️✔️

  • 26 ሰባት ሳብስክራይብ የድል'ዩኒ ኣለዉ ፈተዉቲ ማጫሎ እንተ ኣለኹም ትሓበበሩኒ ደቂ ኤረይ ማዓረይ።

  • ኦ ፈጣሪ ካብ ኢልሳ ናግራም ኣድሒንካ ዓቅሊ ከም ሰለሙን ሃበና፡ ብዝኮነ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍሊም ቀጽልዎ።

  • I have no words to appreciate you my beloved Eritrean society, one family is a big Book 📖 and teacher ❤ 🥰💞💕continue to explain our beautifully ❤

  • Krass

  • ልክዕ ኣብ ማሕበራዊ ሂወት ደጋጥም ኩሉ ነገራት ትብርብር ሞ ከም መስትያት ኮይና ሕብረተሰብ ትምህር ኣነ ምስ ተወደት ዊን ካለኣይ ግዜ ክሪኣ መዲበ ኣለኹ

  • መግለጺ ድሰኣንኩላ ፊልም tanks ደበሳይ ወልዱ

  • ኣብ ሰዓታ ረኪበያ ማጫሎ Like dek eri አህ ኤልሳ ዝብሉኪ ስ

    • ደበሳይ ወልዱ ፊልሚ ንተጽባያ ኢዩ ንጽበየካ ኣለና

  • Gera key wesidelo feriho kkk

  • I like machelo, but every week is the same thing, the series is nor moving forward, it's stuck on the same topic forever and going nowhere. I think the writer doesn't want the storyline to end.

  • Hahaha kemey merkus girom hatek yebluka 😄😅😄😅😄🤣👍👍 Gernse meksen

  • Aye Gernse meksen nekula seb betserfi leba atefiula 😄😄😄😅😅

  • Khbekan zeykhbekan abeu eu zmurkes kemey murkus gerom hatek yebuluka wedey bejakum abo gerensee ab enda zmam amxwo bhabe afitu bzey muqurax knshq 😂😂😂😗

  • Wow ni bihaqi endahaderet timqr love you guys!

  • 26 ሰባት ሳብስክራይብ የድል'ዩኒ ኣለዉ ፈተዉቲ ማጫሎ እንተ ኣለኹም ትሓበበሩኒ ደቂ ኤረይ ማዓረይ።

  • Effff selye btaemi hmika ewa bejaka bezihu akli mgbar

  • 26 ሰባት ሳብስክራይብ የድል'ዩኒ ኣለዉ ፈተዉቲ ማጫሎ እንተ ኣለኹም ትሓበበሩኒ ደቂ ኤረይ ማዓረይ።

  • Tedros hizwa zelo gexebahri amena abzihwo kxefae alewa😊😂😂😂😂

  • ዋው ባባ ላይነ መርሓባ🇪🇷🌹💯ኣሰይ ደስ ዘብል አዩ

  • ደቂ ኤረይ ጀጋኑ 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ናይ በሓቂ ጽቡቕ ስራሕ

  • ንሰላ ዝፈቱ እስኪ ናብዝ በሉ😍

    • መርሓባ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ♥💯✌👍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⏰ኣብ ስዓትኩም ጠበቅ

  • ፊልሚታትና ኣብ ስደት ኣዝዩ ስለ ዝበዝሐ ፡ ጽቡቅን ሕማቅን ፈሊካ ወርቂ ግዜ ከፊልካ ፡ ወርቂ ዝኮነ ትምህርቲ ክትረክብ ኣዝዩ ካብ ምሽጋር ዝተላዕለ ፡ ብዙሕ ጽቡቃት ፊልምታት ኣይ ረኣኩን ክከውን ከም ዝክእል ግምተይ ልዑል እዩ ። እዛ ፊልም ደራሲኣ ምስ ረኣኩ ፡ ክካተተላ ፈቲነ ፡ ብጣዕሚ ድማ ደስ ኢሉኒ ፡ ብዙሕ ትምህርቲ ድማ ይማሃረላ ኣለኩ ። እቶም ብሉጻት ተዋሳእቲ ድማ ዓቕምኩም ይሰስን። ብፍላይ ኣብ ትሕዝቶ እዛ ፊልም ዘለኒ ኣድንቆት ወሰን የብሉን ፡ ንኩሉ ብኩሉ መልክዓቱ መሃሪት ያ ፡ ሰብ ካብዛ ፊልም እዚኣ ብዙሕ ብዙሕ ክማሃርን ፡ ሂወቱን ሂወት ሕብረተሰቡን ከማዓራሪ ከም ዝክእል እዛ ዓባይ ቤት ትምህርቲ ዝኮነት ፊልም ብኣድህቦን ብምስትውዓልን ክሪኣ ይግብኦ ። ስለዚ የቀንየልና ደራሲን ተዋሳእትን ክብል ይፈቱ።

  • I loved Amazing Actors All of them 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🙏🏾

  • Swett ❤️ 🇪🇷🏆🇪🇷

  • Solomon zfetu 👍

  • ባባ ገረንሰአ መሕረር ምስ ኤልሳ ክጻመድ ነይርዎም ምሕረታት

  • አነሰ ብጣዕሚ እዮ ዘ ሕጉሰካአኽሽኑ ሐራካቱ ገረንስኤ ዝብልካ እንዳ ሳሰ ሰድራቤት አይረአዮን አለው ጌረ ድማ አዘራርብኡ ብጣዕሚ ተላቢሱዋ በሐቂ በሐቂ ከሙኡ ውን ሴቤቱ ተዋሳኢት ንኩሉኩም አየ ዘድንቀኩም

  • ከምዚ ዓይነት ቪድዮ ምስጢር ተጋድሎ ኣይትለጥፊ በጃኩም ጥዑይ ዶ ነበርካይ

  • burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • Gerensie malet aba treg

  • ዓሳ ኢዩ ተገፊፉ ናብ ዕዳጋ ዝወርድ ኢምበር፡ ሰብ ተገፊፉ ብዘይ ድላዩ ወተሃደር ዝኸውን ብጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ካልኢ ዓለም ኣይስማዕን ኢዩ። ኣብዚ ኢዋን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቀይሕ ባሕሩ ዓሳ ገፊፉ ክበልዕ ኢምበር መዋኢሉ ክግፍፍ ክነብር ኣይረድ ኢዩ።

  • Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • Kemziea aynet sebeyty mefteha ftahe eyu eza Eilsa sema karakter tiwasae zela btamey hemak tebaya mes seab kitiwaseb aygebean eyu. Ente ety solomon gen btamey lebam eyu. Elsa gen wala Ab normal hieweta kemue eya tiemesel ezey beharyata.

  • ❤❤❤❤

  • "He who refuses to pass through the door of My mercy must pass through the door of My justice!!!" (from the Diary of Saint Faustina Kowalska; 1146)

  • "Mankind will not have peace until it turns with trust to My mercy!!!" (from the Diary of Saint Faustina Kowalska; 300)

  • Dbesay weldu enkoa Eritrawi konka btami tehabina

  • Habti nay aboaa eyu zeshibaee zelo elsa 😂🤣😂😁😉 komue sebat alewu eta riesom n kobiee trah eyom ztkemula

  • yt's algorithm is broken

  • Krubdongyatna xenihatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • Which country people are they ?

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • ኣታ ዝሰሌ (ቴድሮሰ) ከፀልለኒ እምበር ደልየ ሰሌ ሒዝዋ ዘሎ ገፀ ባህሪ ከም ዝኸማይ ዝተመቸየኩም እሰኪ like ርገፁኒ ዋላ ብእግርኹም ናይ መፃኢ ባዓል ገዛይ ኸምኡ ከኸውን ተመንየ ይሰመረልኪ በሉኒ እሰኪ😂

    • ደቂ ኤሬ ኬፍ ዘለዋ ድራማ ግን ሰብ ትርስዕ ለኩም እዳ ሰመረ ስድራ ሳሰ አይርአለዉይ አለዉ

  • 💋💋❤❤❤👈👈👈👈💪💪💪🙏🙏🙏

  • Wawww

  • መቀረት ናይ ዛ ፊልም ብርግጽ ደሴት ያ ፡

  • O.M.G Amezing film

  • Keep going it 🇪🇷

  • ሰሌ 72 ክፋል ተኻታቲለካ ለዉጢ ሲኢነልካ ጣዕ ጥዋዕ ትደሊ ሰበይቲ ሒዝካስ መሸተ ናትካ ትዕግስቲ ዘይ ኮነ ሓሞት ዩ ዘይ ተፈጠረካ ዓጢነ ኣጉሂኒ ኮ 😃😃

  • My God Lidia get in my nerves 😟

  • Selam dekey eriy 👉💞💞💞🤝🇪🇷

  • Wellcome deki erey

  • Elisa 😂😂😂abzuhikiyo

  • Good movie

  • የቐነልና ኩብራት የሕዋት ከ ቐጻሊ ፊልሚ ❤🙏🙏🙏🙏

  • Wawwww very nice and fantastic aidimen tiainan neakum diki erey halalat 🍍💙💚🇪🇷🇪🇷💙💚🍌🍌🍍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • እንዳ ክልል እንቃ ብድሓን መጻኩም

  • MERHABA DEQI ERYYYYYY🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍

  • እዋይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ከምን ኤልሳ ወሲዱ ይትዓርቀና ግን ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ከም ኤልሳን ከም ሰሎምን ኣብ ሓዳር ይህሊ ዶ ዓቕልኻ ተወደአካ ሰሎምን ሓደ ግዜስ በትሪ ገሪኻ ደጉድጓ ነብሳ ፀላዕላዕ የብላሎ

    • 🤣🤣🤣🤣🤣🤣gal kethrem alwa mesh shikorena

  • Gerenseia nay mudey kem gerensea sebeay mara eyu des zbleni aba tireg ngerensean gilayin kerei ele ye zeatu best acterrrr nay hagerna selamkum yebezah deki eri bebzelenayo 🤣🤣🤣✌✌✌💘💯

  • ፈጣሪ ከምቲ ነብይ ሙሓመድ ኣላሁማ ኣዑዙ ቢካ ሚን ዒልሚን ላይ ያንፋዕ ዝበሎ ነቐፌታና ሓቂ ክነሱ ምስ ህሉው ኩነታትን ድኽመታትና ዘይከይድ ሕሱር ወላሓንቲ ዘይሽፍን ምስ ዝኸውን፥ ሰባት ኢና ኢሞ ራሕማኻ ምሕረትካ ኣውርደልና ይቕረ በለልና፥ ነቐፌታና ኣዪ ከላም ማዕቁል በለልና።

  • ብሩኻት ደቂ ኤረ ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግብረልና xbuq film

  • ቅፅለሉ

  • ገረንሰአ ንኩላ ጨፋጪፉዋ ዘይሕረስ ጥንሲ ዝኮነ ፊሊም

  • Merhaba deki arey mearey

  • Merhaba deki Rru

  • ሁሁፍ ነዚኣ ዉሸማ ሒዙ ኢልካ ምንጋር ክልተ ዓመት እንታይ ኣይነት ፍኢልም ኢይኡ

  • Kem tegaru gen nihzbekum meswati zey tikeflu hasewti shekato

  • Well come deki eri

  • እንዃዕ ብሰላም መጸኩም ደቂ ኤሬይ ሽኮርናታት ኤልሳ ቁሩብ ልስልስ በሊ ሰሌ ብዓል ዕቅሊይ

  • Welcome dqiy eri I love so mach

  • Brhan gexom edmen tenan yhabkum fetari 🇦🇿🇦🇿🇦🇿

  • Hj

  • Waww anes Teddy eti telabiswo zolo getse bahri batemi adniqeyo meare kndzi tegsti yhabeka yhabena eyu zebl Teddy nay behaqi nfua eka I like you Man

  • Welcome 😘💖💖

  • ከምዛ ዓቅሊ ናይ ሰሌስ መን ይኽእላ ?

  • Eza Film aziye eiye zxetwa. Kemay dikum nskum ke? Belu bruk mshet bebzelnayo yehewat 🙏🙏🙏

  • Welcome Deki Arey but dont be late on time pz God bles you

  • Wawwwwww

  • ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Wewwwww

  • ኦ ፈጣሪ ካብ ኢልሳ ናግራም ኣድሒንካ ዓቅሊ ከም ሰለሙን ሃበና፡ ብዝኮነ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍሊም ቀጽልዎ።

  • Bteami bulux srah ezi shfta sreat hgdef zeleyelu amet kea ygebrelna ember tedi si aqli bezihu

  • መሳጢት ስራሕ እያ ማጨሎ! ንኤልሳ ግን ቁሩብ ዶ ኣጋኒኖማ ሓቀይ?!🥲

  • kkkkkkkkkk ambesa nisika kea arki resi kunolu

  • Elsa sdi off kedeki dember sebiute iyomi deytechifliqiwa medeber wesedkum

  • Well come 😘😘😘😘

  • Nabra alem kunat eyu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🌹