Yhalfeley do - ይሓልፈለይ ዶ - New Eritrean Film 2021// Season 2 part 3// Derasi Brhane kflu

Publicerades den 27 apr 2021
senewss.info/slow/pZi-lahpi82UqtQ/video
senewss.info/slow/erSzhs6XeMS8fZk/video
#Eritreanfilm #Eritreanmovie #yhalfeleydo #EtitreanComedy
EriOne Touch Entertainmeny is a channel fully focused on Entertainment Contents of Films , Comedy,Video clips,Lyrics,tales and series Movies,
cultural contents in the form of discussions,Drama ,songs and video clips ,and historical contents in the form of tale and videos
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
senewss.info/slow/pZi-lahpi82UqtQ/video

Kommentarer

  • Deki er eza films kali aresti entthbwa sbkti mknet bahlay eye mkntu msta nay kdmay kfal welhnti zerkb yblan mis nay ykrta gen adnkum sele zknku eye

  • Eway eza film xeykoma aye anes aykatatelan eye kab hiji ndahar Beka akilkum film tjmrwo Ember ab mefexemta zeytebxhwo

  • aqarixa derasi kibleka ye zikil

  • abelashikuma behaqi

  • ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ። ፍልሚ ካኣ ኩሉ ግዜ ኣብ መጀመርቱኡ ክርዳኣካ የብሉን ጽብቅቲ ስራሕ ከምዝኮነ ይታማመን ኢየ።

  • rRUHUS FASICA

  • በጃኩም ካብ ይሓልፈለይ'ዶ ምባልሲ ሕልኽላኽ በልዋ ኣርእስታ። እዛ ኩላ ሰብ እኮ ኣልባባ ኣጥፊእኩምላ። ዋላ ኣይመቀረትንንን ንዓሲ

    • ካብ 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ Thanks

  • ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻🥰🥰🥰🥰

  • ደሓን አያ ዛታ በዝሕዋ አበር ኩሉ ዛታ ኮየኑ አበር bitami xubuk አታ ቀዳመይቲ ግን ዝዋዳደራ የለን

    • Thanks ካብ 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ዝያዳ ክትርደኣካ ኢያ፡ አቲ ምትአስሳር ክሳብ ዝምዕብል ኢዩ ዛንታታት ፋሕ ዝበለ መሲሉ ዘሎ Thanks

  • Atom sebat kemay do alekum eza movie methaziy senela gele gberu please

    • ካብ 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ Thanks

    • ካብ 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ Thanks

  • ኩቡር ደራሲ ካልእ ኣርእስቲ እንተትህባ ምሓሸ ኔሩ።

    • @Eri One Touch Entertainment ሕራይ እሺ ክብረት እሃበለይ ርሑስ ኣውደኣመት።

    • ኣጆኺ ክልቴን ክታሳሰራ ኢየን አቲ ምትአስሳር ክሳብ ዝምዕብል ኢዩ ፋሕ ዝበለ መሲሉ ዘሎ ካብ 4ይ፡5ይ፡ 6ይ ክፋል አንዳ ነጸረልኪ ክኸይድ

  • I love you guys

  • ንስኹም ስርሑ ኣነ ብፍቃደይ ተኣልየ ኣለኩ ምኽንያቱ ካብ ተዓዘብቲ ረብሓኹም ስለዘቀደምኩም ቕድሚ' ሕጂ ማለት (S-1) ኣብታ ፊልም ዝነበረኒ ስምዒት ሓቐኛ ሂወት ኮይኑ ተሰሚዕንስ ነቢዐን በኽየን ስሒቀን ማለት ኣብ ነናቱ ምቀረት ። ሕጂ ግን ስለ ኽቡራት ተዓዘብቲ ንዕዑ ሒዝኩም ኢኹም'ሞ ትከብሩ ኽብሩ ሓልውሉ ኽብሎኩም ይፈቱ።

    • @Eri One Touch Entertainment thanks sela tegadeskum zemlaskumley

    • ካብ 4ይ, 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ ፡ናይ ክልቲኤን ምትአስሳር ምስ ጀመረ ከም ትፈትዋ/ውያ ተስፋ ንገብር Thanks

  • Nitsbe daA enber hjes kitrdaAna aykaAletin.🤔

    • ካብ 4ይ, 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣኪ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹኪ Thanks

  • ብፍጹም ምርዳእ ኣብያትኒ ብዝኾነ ንጽበ

  • Deqi eriey🇪🇷❤🥀❤🙏

  • Aygden kulum tewasaeti nay keydom hamiskuma eza xbqti drama hsebulu

  • በጃኩም ኣቃርጽዋ ምርደኣ እኮ ኣባትና እንታይ እዩ ከ ትጸገም እቶም ተወሳእቲ መቀየረዖም መክንያት

    • ካብ 4ይ, 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ ፡ዛንታ ስለ ዝገፍሐ ኣብ ምምዕባል ስለ ዘሎ ኢዩ ፋሕ ዝበለ መሲሉ Thanks

  • Eza Felim methzi eko senla ewa

  • ዋው ገለ ዓይነት

  • Ezi kulu zanta ta mexhaf tenbbelu zela dia

  • ቁሩብ ዛንታ ዶ በዚሕዋ ሓቀይ ካብ የሓልፈለይ ዶስ ሲጊጢር ክብልዋ ነርዎም ኣርሽታ ኣብቲ ቀዳማይ ምዕራፍ ጹቡቅ ኣርእስቲ ኔሩ ሕጂ ግን ኣይግድድን ብዝኮነ ጹቡቅ ስራሕ ደቂ ኤሪ

    • @Eri One Touch Entertainment ኦኬ ጽቡቅ ስለ እቲ ተገዲስኩም ምምላስኩም የቀንየለይ ኣጆኩም ድማ ናይ ኩሉግዜ ተካታታሊኩም ኢየ ብጣዕሚ ድማ ብትሰርሕዎ ስራሕ ዑጉብ ኢየ

    • ካብ 4ይ፡ 5ይ ፡ 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ተሓላሊኹካ፡ አቲ ዛንታ ስለ ዝገፍሐ ክሳብ ማዕቢሉ ዝተኣሳሰር ኢያ ደንጉያትካ Thanks

  • Welkam deki erey

  • ኣነ ደብራትኒ ገድፈያ ኣለኩ ምክትታል

  • እታ ቆልዓ ጋል ሽደን እያ ማለት ጋል ዝማም ዕንሹ ከአአደ ዝማም እያ

  • Shedeney zfetu like

  • ኣቱም ሰባት ይሓልፈለይ ዶ ቀደም ተወዲኣ'ስ ድሕሪ ብዓል ዝናብ እንታይ እዩ እዚ ሓዱሽ ሓሳብ እንዳመጸኩም ትስኩዕዎ ኣለኹም ጉዳይ ላዕሊ በጺሓ ኣላ።ወይ ድማ ኣርእስቲ ቀይሩላ!ባእእ ኣነ ብወገነይ ይተሓዋወሰኒ ኣሎ ደስ ኣይበለንን።

    • @Eri One Touch Entertainment thank you so much tegediska anbibka zmeleskaley.beka dhan senay mkttal

    • ካብ 4ይ,5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት S-1 ምስ S-2 ምትአስሳር ክጅምር ኢዩ፡ ዛንታ ስለ ዝገፍሐ ማዕቢሉ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ደንጉዩካ ምስ ተኣሳሰረ ክትፈትዋ ኢኻ Thanks

    • ካብ 4ይ,5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት S-1 ምስ S-2 ምትአስሳር ክጅምር ኢዩ፡ ዛንታ ስለ ዝገፍሐ ማዕቢሉ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ ደንጉዩካ ምስ ተኣሳሰረ ክትፈትዋ ኢኻ Thanks

  • ኣቱም ሰባት ኣብ በይነይ ዲዩ ኣብ ኩላትና፡ምስታ ዝሓለፈት ቀዳመይቲ ሲዝን ዋላ ዋላ ክወሃሃደለይ ኣይከኣለን ኣሎ፡፡ብዘይካ ናይ ሽደን ተካል ዝናብ እውን ባዕላ ክትከውን ኔርዋ ግን መሰናኽላት ምፍልላይ ከጋጥም ይኽእል እዩ ኩሎም ተዋሳእታ ጠፊኦም ኣይተዋሕጠትለይን፡፡

    • ካብ 4ይ, 5ይ, 6ይ ክፋል ንድሕሪት አንዳ ተተሓሓዘ ምስ ከደ ክትርደኣካ ኢያ፡አቲ ዛንታ ክሳብ ዝተኣሳሰር ኢዩ፡ ዛንታ ገፊሑ ኣብ ምምዕባል ስለ ዘሎ ኢዩ Thanks

  • film moyta sorry

  • Aygidin anes Hiwiswiswis elatini.

  • ኩቡራት ይሕዋት ንስኩም ኢኩም ምርዳእ ኣቢኩማ

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌

  • Wewwwwwwwwww

  • 😴😢🌍btaiemi xbkti filmi edamaharet tezanagie gn btami eya tebkyeni 😴😢😭

  • እዛ ፊልም ናይ ብሓቂ ኣድራሻኣ ጠፊኢዋ ምስ ዝናብ ጠፊኣ

  • Ay kem nay zhaleften ayteberhanen nay se kulom yelequn

  • Welcome deki eritrean film yehalfldo

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌

  • Weewwwwe

  • Atum abeyti sebat yehalfeley tibil zela arisita enber kali negera wela wela huwsiws elatni👌👌👌💯💯💯💯💯❤❤❤❤ msinay yqreta yehwatey

  • ኣብ ካላኣይ ውቅቲ ዝተጽበናዮ ክላእ ደርሲ ንምንታይ ዕላማ ናብ ክላእ ኣርእሲቲ ድርሰት ጠምዚዝካያ ንምንታይ ተዋሳኢቲ ክቅየሩ ትደልዮም ክብታ ቀዳመዪ ሲዝን ዋላሓንቲ ዘታሓሕዝ ይብላን ምቀረታ ጠፊኣ

  • ሽደንስ እምበር ዶ ክሳዱ ሓሚሙ ዩ ሓንሳብ ንጸጋም ሓንሳብ ንየማን ይጉጸጽ ሓንሳብ ትኽ ይብል። ከምዚ ከማይ ዶ ኣስተብሂልኩሙሉ ኣለኩም?

  • እጆኹም ቀስ ኢላ ክትምቅር'ያ

  • ዘይምርአይ ይሓይሽ ምርዳእ አብያትና ዛ ፍልም ሕውስውስ ኢሉ ምክንያቱ ምስታ ቀዳማይ ክፍል ዘራክብ የብልን ሶ ገለ ግበሩ👌

    • @ኖህ ኦምሓጀር ሽግሊስታ ተንታኒ ኩሉ ዓይነት ዓውዲይ ሻዕብይያ ምስ ህዝቢ ኤሪትራ ታይ ዘራክብ ኣሎዎ፧ሻዕብያ ቀታሊ፣ኣሳሪ፣ሰራቂ ስጋን ኣእሙሮን እንበር ሰብ ኮይኑ ኣይፈልጥን ዩ,።ሻዕብያ ካብ ዝፍጠር ህዝቢ ኤሪትራ ደቂሱ ኣይሓደረን፡ግን ጥፋኣቱ ትከውን ዛ"ዓመት እዚኣ ለካኪምና ካብ ናጽነት ናይ ጀጋኑ መንጥሉ ሃግር ናይ ውልቁ ገባሩ ገይሩዋ፡ ብዋሽጥን ብደገን ምስ ደምነት ተኪልልና ይዓርብ ኣሎ ኢሰያስኣፈጨርቂ ።

    • ኪዲ ጋል ወይን ናይ ሻዕውያ ምርኣይ ኩሉኩል ኢዩ

  • ስብ ስደት ብናፍቆት ስድራ ባዶ ተሪፍና ኮመኡ ጌርኩም ኣዘናግዑና

  • ይሕልፈለያዶ ሸዲን

  • ርሑስ ቅንያት ሕማማት ይግበረልና እንቋዕ ብሩህ ገጽኩም ኣርኣየና ብዛዕባ እዛ ፍሊም እሞ ኣነ መእሰሪ ሲኢነላ ፋሕ ኢላትኒ ኣብ ቀጻሊ🎋🇪🇷🎋🇪🇷🎋🇪🇷🎋🇪🇷🎋🇪🇷🎋

  • እዛ ፊልም በድልኩማ ምስ ናይ ዝሓለፈ s -1/ ክፋል ዘቃራብ ዘይኮነ ዘራሓቅ ሓሳባታት እዩ ዘለዋ, ኣነ ወገነይ ካብዛ ፊልም ታኣሌ ኣለኩ ብሕረይ ይጣዓመኩም ደቂ ዓበይቲ

  • ኣታ እንታይ ኢያ እዛ ፊልም ናታ ኣርእስቲ ሃብዋ ምስ ዝሓለፈ ዘራክብ የብላን

  • እንኳዕ ብሰላም መጸኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Fime ezia mrdae abyatni kemzi kemay alo do

  • አዛ ፊልሚ ሲ ምርዳእ ኣቢያትኒ ሕውስውስ እላትኒ ከምዚ ኸማይ ኣለኹም ዶ?

  • Welcome shkorinatat 💖💖💖💖💖

  • ይሃልፈለይ ዶ

  • እዛ ፍሊሚ ግን ክትርደአኒ እይካኣለትን 1ይቲ ምዕራፍ ትበልፅ

  • Wawww

  • Aye filim fah ilatikum😂😂😂

  • ካብቲ ሕልኽላኻስ እም 30 ደቂቅ ካብኡ እዉን 5 ደቂቅ ምእተዊ 5 ደቂቅ እንዳ አጎር ከመይ ኢላ ክትርድአና ።

  • Eza filim xubqi nera hiji gena methazi sinala mis zihalfe welhanti zetasasri yebela

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • ይሓልፍለይ ዶ ቀደማይ ክፍል እያ ፅብቅ ነይራ ሐዚ ግን ኣይትረድእካን ከመይ እየ እንድዒ

  • 💝💔💔💔💝💝

  • Tqxl diya zela wela entay mrdae abiyatni eza film😏

  • Ankuo dahan Metsaakum

  • ክቡር ደራሲ 2ይ ወቅቲ 3ይ ክፋል በጺሕና ኣሎና።ብኣትገብሮም ብሉጽ ስራሓት እናኣመስገንኩን እናኣድነቅኩን እየ።ፍቃድካ ተኾይኑ ግን ሓሰበይ ተረዲእካ መልሲ ክትህብ ብሉጽ ደራሲ ምበልኩ። ብግዜ ክዕቀን ከሎ ከባቢ 2ስዓት ኮይና ኣላ።2 ስዓት ዘይተነጸረን መስቀላዊ መንገድታትን ንዕዘብ ምህላውና ኣብ ቦታና ኣቲኻ ዕግበት ዶ ይህበካ፧ ኣብ ተዋሳእቲ ዶ ጸገም ፈጢርካ ህይወትን መንገዲን እዛ ዛንታ ሕውስውስ ኣቢልካያ፧ ንምንታይ ዕላማ ብመልሰ ታሪኽ እናተመላለስካ ተጋሳቁለና መሪጽካ፧ ደርስቲ መጽሓፍ ብመልሰ ታሪኽ፡እናዳ ሽደን፡እንዳ እታ ቆልዓ ከምኡ ክሳብ ሕጂ ብመልሰ ታሪኽ ድንግርግር ኢልና ከምዘሎ ከበስርካ ይደሊ።

    • Dew ablwa Eza movi aykemzjemereton ksarakum yeEgbekum dyu?

  • Brhin hawey bhaqi xbuk gin tewsaeti qeyrka qurub tewejabira

  • እዋይ መታሓዚ ዘይበላ ፈልሚ ባች ደራሲ ይታሓዋወስካሎ በጃካ ዋላ ዋላ አይረድእካን

  • Wellcome my Family 🇪🇷🇪🇷

  • ብዝኮነ ሽደን ሓዉዩ ክንሪኦ ተስፋ ንገብር እምበር ይሓልፈለይ ሲ ምስ ዝናብ ያ ጠፊኣ ።

    • ትኽከል

  • Eya znab kalieyti koyna twasae zela guala neza sebyti gualey derbye zbelet eya Mkttal tray nkexl

  • Anes etom qedamot trah zezkoney eza filim btiemta abalashwa .

  • Well come back.

  • Hjis eza film merda abteni meqret senla zenab and samerwit kelom mes mexu kabza film meqret zeybla koyna🥺😳

  • እዛ ፊልም ጠቅላላ ክትርድኣኒ ኣይከኣለትን ከማይ ኣለኩምዶ ፡ሲዝን ዋን ትምቅር

  • Deki eri sorry mrdaeee abyatni nay si

  • ወላ ወላ እዛ ፊልም መእሰርን መፍትሕን ዘይብላ ጌርኩማ እኮ ኣነስ ብድልየትኩም ኣቆሪጸያ ኣለኩ እታ ዝወደአትን እዛ ዘላን በበይነን ኢደይ ሲሒበ ኣለኩ

  • ምስ ግዜ ክት ምቂር ኢያ ካሳብ 6ይ ክፋል ግን ኢንድዒ

  • Gudfuna eske yake entay aynet film eu merdia abyatna eko hkot 🥲

  • 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • Herzlichen willkommen deqi Erey

  • ምስ ኢዚያ ፍሊም ክሳብ ንወሃሃድ አብ ሰሙን 3 ግዜ ክት ወሪድ አለዋ ትብሉ ሪእቶኩም አብዚ

  • እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት

  • ነዛ ፊልም ዝደረስካ ስነጥበባዊ ብርሃነ ብሩኖ መልሲ ኣለካ ድዩ ተኾይና ከምዚ ናይ ተዋሳእቲ ምቅዪያር መጺዩ ተተባሂልካ for sure ን ረብሓ ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ second ክኣ ኩሎም ብሓንሳብ ክገድፍዋ እይክእሉን እዮም ሓሳብካ ከም ዝተረዳኒ ግን እዛ ፊልም ወዲኣ እያ ኔራ Nb-ሰብ ፈቲዋ ኢልካ ኢኻ ስስዕ $ or ድርሰት ጌርካ ካልኦት ተዋሳእቲ ኣምጺኻ ቀጺልካያ ።

    • Bravo bro.ከም ዝናብ ትሰርህ ቤተልሄም ጋል ሓፍተይ እያ እንታይ ድኣ ቐቲሎምኪ ምስ በልክዋ ኣብ ክፍሊት ኣይተሰማማዕናን እቲ ደራሲ ከም ትመውት ጌርዋ ዳርጋ ኩሎም ዘማማ ሳሮን ሻሹ - - ብርግጽ ከኣ መቐረት ኣጥፊኣ sory ziarkey

    • Nsa eya eta haqi

    • Kekwen alewu ab felma xbuq nera

  • Ewa deqi ery aythazulna dea ember eza film mredea eya abatni zela kesab hji ere gele ngber 😂❤️❤️❤️

  • Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘😘❤️😘😘😘

  • What is going on guys 🙄 why all this changes this is not fair 🤮

  • Well come deqi eri shkor

  • ቀዳማይ ጽሕፈ ኢሰከ ኢዛ ፍሊሚ ምርዳእ ዝኣበየትኩም እቶም ናይ ቅድሚ ሕጂ'ዶ ይበልጹ vs ናይ ሕጂ ኣበይከ ትምቕር ኔራ ኢዛ ሕቶ ንህዝቢ'ያ👇👇👇👇👇👇👇👇 ንደራሲ ካኣ ንህዝቢ ክትሕብር ኔሩ'ኻ ማሌት ህዝቢ'ዩ ብሃንቐውታ ዝካታተል ህዝብዩ ካኣ ንዓኹም ዝዕንግል ንምንታይ ምልውዋጥ ጌርኩም ሕቶኩም መልሱ።

    • Nay kidem tetam nera hijis teklala ey merda abtena zela

    • Eitae nay kedem timkir mirda aebatina eko

    • እዚኣ ምስ ቀዳሜቲ ፍጹም ኣይትራኸብንያ። ደራሲ በዲልካና ብሓቂ ስምዕትና ሰርካዮ ዓገብ።

    • ጽቡቅ ኣለካ ኣነ ከማን ከማካ አየ ፈጺማ አያ ምርዳአ ኣቢኣትኒ ዘላ ካልአ ፊሊሚ ዝርኢ ዘለኩ ኮይኑ አዩ ዝስምዓኒ አቶም ናይ ቀዳማይ ምዕራፍ ዝነበሩ ይበልጹ

    • Ezia mrdae abyatni kedameyti txbq bejakum

  • Wala ane tehawawisatni

  • እዛ ፊልምሲ ክርደኣ ፈቲነ ግን ጠቅላላ ኣይሓዝክዋን ንምንታይ ሲዚን ክልቱ ኢሉ ጂምሩ ዋላ እቲ ደራሲ ኣይተረዶኦን መስለኒ ባእ !!!!

    • ኣነ ገዲፈያ'የ እታ ቀዳመይቲ ወዲኣ ያ ክብሉና ኔርዎም ካልእ ህውተታ ካብ ዘምጹልና

    • ዓቅሊ ግበሩ

    • Gerimna eka ane keman kemaki hesab aleni

    • ኣታ ኣነ ኣለኹ ከተጨንቐካ መወዳኣታኣ ተጸብቐልና

    • Ewayyy wala Ane akleyyy xebibuni

  • well deki eri